المدة الزمنية 33:47

ኣዱሊስ ሜድያ © ዋዛ ምስ ቁምነገር ምስ ሄኖክ ተክለ ዋሪ part 2

بواسطة ADULIS MEDIA
57 727 مشاهدة
0
2.6 K
تم نشره في 2020/02/28

ኣዱሊስ ሜድያ © ዋዛ ምስ ቁምነገር ምስ ሄኖክ ተክለ ዋሪ ዝቐርቡ ትሕዝቶታት * ፈቡ ሾው * ታሪኽ ዕዉታት ሰባት * ኣዘናጋዕቲ መደባት * ሓንጎልና ዝፍትሹ ትሕዝቶታት * ስፖርታዊ ዜናታትን ካልእን

الفئة

عرض المزيد

تعليقات - 229
  • @
    @mussiesultan5680منذ 4 سنوات ኣዱሊስና ማሪ ደስ ዝብል ኢዩ። ኣብቲ ትገብርዎ ኩሉ ብንቕሓትን ርዲኢትን ስርሕዎ። ንኣብነት ኣብዛ ኣርእስቲ። Adulis Media- ኣዘናጋዕቲ ሕቶታት ምስ ሄኖክ ዋሪ። ትብላ-- ትግርኛኛ ይሰስን 7
  • @
    @eritreaforever3952منذ 4 سنوات wari welcome back zearkey entay ab srah kelena tsedwo tbah yerakbena belu..much love to all my Eritrean brothers and sisters ❤️ 2
  • @
    @trustyourself9355منذ 4 سنوات 1 ፥ ሓደ ጽሉል ሰብ ጽሉል ሙኻኑ ዘይፈልጥ እንተ ኮይኑስ ንስኻ'ኸ ጽሉል ከምዘይኮንካ ብኸመይ ትፈልጥ ?
    2 ፥ መጀመርታ ሰዓት ዝመሃዘ ሰብ ኣብቲ ሽዑ እዋን ሰዓንት ክንደይ ከም ዝነበረ ብኸመይ ኣረጋጊጹ ?
    3 ፥ ኣብዘይጠቅም ግዜኻ ከተባኽን ባህ ዝብለካ፡እንተ ኮይኑስ እቲ ግዜ ተባኺኑ ድዩ ዝብሃል ?
    4 ፥ ዝሓሰብካዮ እንተ ረሲዕካዮ እቲ ዝረሳዕካዮ ሓሳብ ናበይ ይኸይድ ?
    5 ፥ ኣብ ዝኾነ ዘይትግደሱ ኢድኩም ሓፍ ኣብሉ ምስ ተባህለ ኢድካ ሓፍ ምስ ተብል ትግደስ ስለ ዝኾንካ ዲኻ ሓፍ ኣቢልካ ወላስ እንታይ ?
    6 ፥ ኩሉ ሰብ ሂወት ፍትሓዊት ኣይኮነትን ኢሉ ዝብል እንተ ኮይኑስ ፍትሓዊት ኣይኮነትን ማለት'ድዩ ?
    7 ፥ ትነብር ዲኻ ዘለኻ ወይስ ቀስ እና በልካ ትመውት ?
    8 ፥ ንኽትተርፍ ኢልካ ጽዒርካስ ተሪፍካ ከኣ ! ስለዝስ ተዓዊትካ ድዩ ዝብሃል ወላስ ተሪፍካ ?
    ምስላ መልእ ፡
    1 ፥ ንመን ከይመጻ . ይመጻ ?
    2 ፥ ኣይ ዓርከን ኣይ ሓሙተን. የጻውተን ?
    3 ፥ ንዘረባ ዘረባ የምጽኦ . ይውጽኦ ? 1
    4 " ኣይበልዐ ኣይሰተ. ?
    5 " ሕማቕ ወዲ ላምካ . ትገብሮ ?
    6 " ተንስኡለይ ኣይትበል . ?
    7 " ኣጣል እንተ ጾማ . ?
    7 " ኣንጊህካ ዝገሽካዮን. የሕጉሰካ ?
    8 " ቡን'ሲ ጥዑም ኔሩ .ኮይኑ ?
    9 " ወዮ ናታ ንሓማታ .ንጉሶም ?
    ካብ በልጁም !!!!
    .
    ...وسعت
    102
  • @
    @_Esege_Asmeraمنذ 4 سنوات ዌል ካም ደቂ ኤረይ ማዓረይይይይይ ነዛ ኮመንት ተንብቡዋ ዘለኹም ምጅማር ጾም ይግበረልና 15
  • @
    @meda7695منذ 4 سنوات ቀጽልዎ ንፉኣት ዋላ እቲ ሃታቲ ከማን ነቦታቱ ዘዝመስል ደስ ምበለ ክቡራት የሕዋት
  • @
    @lidiagebreyewhanes8789منذ 4 سنوات Bitaemi tsbuq alo medebkum des kitblu ♥️♥️♥️ 5
  • @
    @trustyourself9355منذ 4 سنوات ጎንበለ ፡ በጽሒ ፡ እኹል ወዲ ፡ ጎበዝ ወዲ ፡ ኮቴተ ፡ መንእሰይ ወዘተ. . 7
  • @
    @adudali9060منذ 4 سنوات Yoni. Nisekan badlakan, prado mekinakan wawwwww. Awesaseaka ybel zi arkey. Kexilo. 2
  • @
    @ERI-hl1loمنذ 4 سنوات # love# love
    eza medeb des tbleka qetslwo
    1
  • @
    @judifessahaye2144العام الماضي Naybhaki zmeseteni interview henok wari edmen Tieinan yhabka
  • @
    @iameritrean1062منذ 4 سنوات ክገርመኩም ኩለን ፈልጠየን አዘን ሑቶ ኣብ ዓዲ ዓብየ ኣብ ከተማ ካኣ ጎቢዘ ግን ኩሉ ፈሊጠዮን 4
  • @
    @erenaartzone9879منذ 4 سنوات Btami xebuk medeb yoni
    Kem hasab kemti tigrinya b tigrinya englizenian zgberkayo hetotat
    Kuanka tigrinya ms tigre ab bzuh sle zrakeb adalu eka
    Thanks
  • @
    @trustyourself9355منذ 4 سنوات ርሻን ፡ ዓቢ ገዛ ወይ ዓቢ ህንጻ እዚ ኣብ ከተማ ማለት'ዩ ኣብ ሃገረሰብ ከኣ ርሻን መረበትኩም ማለት ዓቢ ህድሞ ውቁብ ገዛ ማለት'ዩ ። 8
  • @
    @heniyehabit3957منذ 4 سنوات Hega wari kabtom kef zhbeni snetbebawi comedawi hanti hto alatni n wari ፍቅሪ ሎሚ ቅነ tbl film serihom nierom ktqxl ya ilom kndey amet halifu ayqexeletn bejakum qezlwo kblo ydeli nhega wari azya mesatit azenagait ya bzkone xbuq hkya azenagikumuna thak you ajokum qezlwo deqi eri halalat ....وسعت 1
  • @
    @semerebairu372منذ 2 سنوات Mar zeykon ketbel zelka Bezh u zebhl that'is the write tigrga
  • @
    @habenkidane3582منذ 4 سنوات ክክክክክ ተዋሰእቲ ሃገርና ኩሎም ክቀርቡ ኣለዎም ኣዶሊሰይይይ ገለ ዓይነት ዕላል በጃኩም Like ሃቡለይ 2
  • @
    @israelefriem894منذ 4 سنوات shkorinatatttt yahwatayyyyy edman tenannn yihabkum fetari
  • @
    @shaligualmassawa6449منذ 4 سنوات zefetwom 2 shkorinatat awedat men dea arakbekum xebukaty
  • @
    @mehratmehrat6628منذ 4 سنوات Wellcame deki eri xsaeda wari arkey niaes mara eka teshkeni bro ✌✌✌✌✌✌
  • @
    @zyohannes6837منذ 4 سنوات እዋይ ትግርኛ ጾማ ሓዲራ ክክክክክክክ
    በሉ ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ቀጽልዎ።
    5
  • @
    @bekitomer7843منذ 4 سنوات Ya habibi etia kalyite ente zemelesa des mebelni
  • @
    @mathiatemesghen3496منذ 4 سنوات Akay malet harestay malet aykonen. Tegagikum alekum
    Akay malet Dka malet eu
    1
  • @
    @ygttv557منذ 4 سنوات Henok hawey abet maerikayo zeleka btaemi tsibuq bahlawi kidan
  • @
    @banaytbarek7893منذ 4 سنوات Adulis media btami xbuk medeb ms henok ztegebre medeb aene hanti kab metaebitu eye
  • @
    @user-df3jm5cv2zمنذ 4 سنوات ጽቡቅ መደብ እዬ ቀጽልዎ ሓንቲ ነገር ግን ጋዜጠኛ ካብ ሄኖጓይ ትብሎ ሄኖጋ ተትብሎ ምጸበቀ ኔሩ::
  • @
    @ichliebemeingottichliebeme3741منذ 4 سنوات Henok shikor kef alkum ajoka ka ketslo
  • @
    @elizag8353منذ 4 سنوات Zehguseka tray gber warino. Kithgos nber wedi eri xeada
  • @
    @meraxewarnkuluiloveyougod5327منذ 4 سنوات Btami agedasn maharn deki erey ajokum koxluwo
  • @
    @trustyourself9355منذ 4 سنوات ስግኣት ፡ ፍርሒ ፡ ጥንቃቐ ፡ ሽቑረራ ፡ ማይ ምሕዋስ ፡ ሻቑሎት ፡ እምነት ምጉዳል ወዘተ. . 1
  • @
    @issakweldemariam141منذ 4 سنوات Bitaemee xibuq medeb
    Entekone abb tirghum nay sighiat Zey mieman. - mitirtar kitktwin tiqerib
  • @
    @habunatey6689منذ 4 سنوات Henok btaemi anbesa eka gin hafeshawi fltet hizka mxana bejaka
  • @
    @anditchago7498منذ 4 سنوات Yehewat nahesi nay hedemo u nayzekone geza aykonen
  • @
    @samihawiichey449منذ 4 سنوات Wari arkey Arsenal tesaerom kemaka himumu degafi arsenal . 3
  • @
    @emnetemnet1591منذ 4 سنوات Eti zhabteme kankana ab hagerseb eu zrkeb 1
  • @
    @nahomanday4027منذ 4 سنوات እንቋዕ ጥራይ ትዓግበሉ ኮንካ እምበር ገንዘብ ዳኣ እንታይ ገባራይ ኮይኑ፡፡ ማለት ገንዘብ ኣይጠቅምን'ዩ ማለት ኣይኮነን ዝያዳ ግን ዕጋበት ዝህበካ እንተ ኮይኑ ክትሰርሓሉ ጥራይ'ዩ ዘለካ፡፡
  • @
    @du_huchichawiمنذ 4 سنوات ዋሪ ኣስሊ ማራ ኢካ ፋኒ። ፋዘረይ ኣብ ገንዘብ ምዕቃብ ሓያል ዩ ከሸኳኩረሉ ደልየ እምበር ጠማዕ ዩ፡ ክክክ ዝበልካያ ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ክሪኤካ ከለኩ ኩሉ ግዜ ያ ተስዕቀኒ ክክክ 3
  • @
    @wedeb45منذ 4 سنوات Wari game tseweta nfue eyu neru silemntay kem moya zeyhazo ??
  • @
    @yohanneskesete9993منذ 4 سنوات አዋይ ኣነ ከኣ አዚ ወዲ ኑፉዕ ኮሎስ ቡዙሕ ዘይዋሳእ ይብል ነረ ሲለ ዚህከ አዮ ቂቂቂቂ
  • @
    @weditkaboumodieley6291منذ 4 سنوات Hahahahahaahha ata ezi wedi kexelleni eyu henok asli hade seb ab shqaq atyu nebri krekb kelo gn comedy eyu ata entay ktrekb nebri nab comedy yetika seb ktwdie hahhaha 3